ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን
ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን ትንሳኤ ማለት ምትንሳእ ንላዕሊ ምዕራግ ማለት እዩ። ስለዚ ትንሳኤ ሙታን ማለት ሙታን ብሓይሊ ኣምላኽ ካብ ምውታት ተፈሊኻ ናብ ናይ ዘለኣለም ቦታኻ ምኻድ ማለት እዩ። ትንሳኤ ሙታን ማለት እተን ተፈላልየን ዝጸንሓ ነብስን ስጋን ዳግማይ ተዋሃሂደን ናብ ትንሳኤ ሕይወት/ሞት ምኻድ እዩ። ቦኹሪ ትንሳኤ ሙታን ጋህዲ ትንሳኤ ሙታን እቲ ብኢድ ኣይሁድ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ዝተሰቕለ፥ […]